Fana: At a Speed of Life!

ካብ 80 ክሳብ 90 ሚኢታዊ ዝኸውን መጥቃዕቲ ሳይበር ብሕፅረት ግንዛበ ተጠቀምቲ ዘጋጥም ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሕንነት ሳይበር ካብ ዝበፅሑ መጥቃዕቲታት ካብ 80 ክሳብ 90 ሚኢታዊ ዝኸውን መጥቃዕቲ ሳይበር ብሕፅረት ግንዛበ ተጠቀምቲ ዘጋጥም ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ሳልሳይ ሰሙን ዝሓዘ 4ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይኽበር ኣሎ፡፡

ኣብቲ ስነስርዓት ምኽብር ከምዝተገለፀ÷ እናወሰኸ ዝመፅ መጥቃዕቲ ሳይበር ንምክልኻል ግንዛበ ተጠቀምቲ ምዕባይ ይግባእ፡፡

ብብርኪ ሃገር ኣብ ኣጠቓቕማ ሳይበር ዘሎ ደረጃ ግንዛበ ዘርኢ ዳህሳስ መፅናዕቲ ኣብ ምኽባር እቲ ወርሒ ዕላዊ ተገይሩ።

ብትእግስት ብርሃን

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.