Fana: At a Speed of Life!

ኬኒያውያን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያውያን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሎሚ መዓልቲ የካይዱ ኣለዉ።

ኣብቲ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ፥ ነበር ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ዝትክኡ ኣርባዕተ ሕፁያት ቀሪቦም።

ይኹን እንበር ኣብቲ ምርጫ፥  ምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶን ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ራይላ ኦዲንጋን ቀንዲ ተነሓናሕቲ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ምርጫ ንምስታፍ 22 ሚሊየን ኬንያውያን ዝተመዝገቡ እንትኾኑ፥ 40 ሺሕ ጣቢያታት ምርጫ ምጥያሾም ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.