Fana: At a Speed of Life!

ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ምርግጋፅ ልዑል ተስፋ ዝተውሃቦ ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ምርግጋፅ ልዑል ተስፋ ዝተውሃቦ ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።

ዕላዊ ምስረታ እቲ ክልል መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ሆሳኢና ሎሚ ተሳሊጡ።

ኣይተ ኣደም፥ እቲ ክልል ተስፋ ምዕባልኡን ዕብየቱን ዕላዊ ንምግባር ስትራቴጂክ ተልሚ ብምድላው ናብ ተግባር ከምዝተኣተወ ተዛሪቦም።

ናይ ኣወዳድባ ጉዳይ ከም ሸቶ በምሓዝ ኣግባብነት ዘይብሎም ምንቅስቓሳት ከምዝተስተውዓሉ አውን ሓቢሮም።

በዚ ድማ መዕነዊ ልኡኽ ዘለዎም ኣካላት በዝገብርዎ ፃዕሪ ዘየድሊ ዋጋ ከምዝተኸፈለ ኣብሪሆም።

ምስ ኣወዳድባ ተዛሚዱ ዝረአ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ክእረምን ክግራሕን ከምዝግባእ ምዝራቦም ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.