Fana: At a Speed of Life!

ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ፀጋን ሃፍቲን ተፈጥሮ ብምልማዕ ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ክሰርሕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ፀጋን ሃፍቲን ተፈጥሮ ብምልማዕ ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ክሰርሕ ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንደሻው ጣሰው ገሊፆም።

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ምስረታ እቲ ክልል ኣብ ከተማ ሆሳኢና ተሳሊጡ።

ኣይተ እንደሻው ጣሰው፥ ኩለ መዳይ ዓቕሚ ዘለዎ ክልል ኢዩ ኢሎም።

ህዝብታት እቲ ክልል ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ፣ ተስፋ፣ ብሓባር ከምዝሰርሑ ብምግላፅ እቲ ህዝቢ ሙሉእ ዓቕሙ ንሰላም ህንፀትን ልምዓትን ንከውዕል ሓቲቶም።

ብበረከት ተካልኝ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.