Fana: At a Speed of Life!

ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ግዝኣት ብሉ ናይልን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽል ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ግዝኣት ብሉ ናይልን ቅድሚ ሕዚ ዝነበሩዎም ርክባት ዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽል ስምምዕነት ተፈራሪሞም።

ኣብ ከተማ ኣሶሳ ንክልተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝነበረ ኣብ ሓበራዊ ልምዓት ዶብ ክልል ቤንሻንጊል ጉሙዝን ግዝኣት ሱዳን ብሉ ናይልን ዘድሃበ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ፡፡

ኣብ መዛዘሚ እቲ ዘተ ድማ ክልቲኦም ክልላት ኣብ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚ ከምኡ እውን ኣብ ሰላም፣ ልምዓት፣ ርክብ ህዝቢን ኣብ ቀፃሊ ብሓባር ኣብ ዝሳለጡ ስራሕቲ ናይ መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡

እቲ ስምምዕነት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ፕሬዚዳንት ግዝኣት ብሉ ናይል ጄነራል ኣሕመድ ኣልዑምዳን ተፈራሪሞምዎ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.