Fana: At a Speed of Life!

ክልል ደቡብ ምዕራብ ትልሚ በጀት 2015 ዓ.ም ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ትልሚ በጀት 2015 ዓ.ም ኣፅዲቑ።

እቲ ቤት ምኽሪ ነቲ በጀት ዓመት 11 ነጥቢ 33 ቢሊየን ብር ኢዩ ኣፅዲቑ።

ሓላፊት ቢሮ ፋይናንስን ልምዓት ኢኮኖሚን ወይዘሮ ወሰነች ቶማስ÷ እቲ ባጀት ኢኮኖሚያዊ ለውጢ ንምምዝጋብ፣ ኢንቨስትመንት ንምጥንኻርን ፍትሓዊ ተረባሕነት ዜጋታት ንምርግጋፅን ብዝሕግዝ መገዲ ከምዝተዳለወ ገሊፀን።

ብተወሳኺ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንምስፋሕ፣ ዕድል ስራሕ ንምፍጣርን መናእሰይ ዘሳትፍ ኢኮኖሚያዊ ስራሕቲ ንምርግጋፅን ከምዝተተለመ ተዛሪበን።

ብበርናባስ ተስፋየ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.