Fana: At a Speed of Life!

ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ናይ ገንዘብን ዓይነትን ደገፍ ገይሩ።

እቲ ደገፍ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ወይዘሮ ፋጤ ስርሞሎ ንሚኒስተር ዴኤታ ማርታ ሊዊጂ ኣረኪበን።

እቲ ደገፍ ካብ ህዝቢ ዝተኣከበ እንትኸውን፥ ጉጅለ ህወሓት ንመበል ሳልሳይ ግዘ ዝኸፈቶ ኲናት ንምምካት ኣብ ግንባር ዝዋደቑ ዘለዉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደጀንነት ንምርኣይ ኢዩ ኢለን።

ወይዘሮ ማርታ ብግደአን፥ እቲ ደገፍ ንዝገበረ ህዝቢ አመስጊነን።

ህዝቢ ደገፉ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪበን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.