Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ባንግላዲሽ ኣብ ኢትዮጵያ ናዝሩል ኢስላም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ባንግላዲሽ ኣብ ኢትዮጵያ ናዝሩል ኢስላም ተዛቲየን።

ኣብቲ ዘተ ርክብ ኢንቨስትመንት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻር፣ ሰብ ሃፍቲ ባንግላድሽ ክሳተፍሎም ዝኽእሉ ተወሳኺ ዕድላት ኢንቨስትመንት ኣብ ዝህልዉ ኣማራፅታት ተላዚቦም።

ብተወሳኺ ዕድላትን ኣማራፅታትን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ብሓባር ናይ ምፍላጥ ስራሕ ምስራሕ ብቀንዱን ብስፍሓትን ካብ ዝተዛተዩሎም ጉዳያት ዝጥቀሱ ከምዝኾኑ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.