Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ሽመልስ ኣብዲሳን ኣብ ኢንስቲትዩት ፎረንሲክ ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ  ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ኣብ ኢንስቲትዩት ፎረንሲክ ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ  ዑደት ኣሳሊጦም።

እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝግበር ዝነበረ ስልጠና ምርመራ ፎረንሲክ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምሃብ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

ብመሰረት እዚ ልዕሊ 1 ቢሊየን 282 ሚሊየን ብር ክወፅእ ዝነበረ ወፃኢ ከምዘድሕን ተሓቢሩ።

ህንፀት እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.