Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ምክያድ ጀሚሩ።

እቲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት እናዘተየ ይርከብ።

እቲ ኮሚቴ ተዛቲዩ ዝተፈላለዩ ኣንፈታት ከቕምጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብኣልኣዛር ታደለ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.