Fana: At a Speed of Life!

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ኩባንያ ጀርመን ሓገዝ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዩሮ  ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ትካል መተሓበባሪ ቢሮ ጀርመን (ኣይ ኤፍ ኢ) ሓገዝ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዩሮ  ተፈራሪሙ።

ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰ÷ መተሓባበሪ ቢሮ ጀርመን ዕድል ስራሕ ንምውሳኽን ዓቕሚ ኣፍረይቲ ኩባንያታት ንምዕባይን ንዝሓዞ ትልሚ ሓገዝ ገንዘብ ምግባሩ ንኢዶም፡፡

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ እውን እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ተዛዚሙ ብሙሉእ ዓቕሙ ንኽትግበር ብቖራፅነት ከምዝንቀሳቐስ ኣረጋጊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.