Fana: At a Speed of Life!

ወፍሪ ትዊተር “ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ” ሎሚ መዓልቲ ናይ ማሕደር ምስሊክቕየር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ትዊተር “ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ” ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 7፡07 መርሃ ግብሪ ምቕያር ማሕደር ምስሊ ከምዝካየድ ብሄራዊ ኮሚቴ መተሓባበሪ እቲ ወፍሪ ኣፍሊጡ።

ኢትዮጵያውያን ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብቲ ዝተፀርሐ ሰዓት ምስሊ ማህደሮም/ፕሮፋይል ፒክቸር/፥ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ብዝብል ዝተሰናደአ ንኽቕይሩ ፃውዒት ቀሪቡ።

ካብዚ ብተወሳኺ ዕላማ “ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ” መሰረት ዝገበረ ወፍሪ ትተር ከምዝካየድን ነቲ ወፍሪ ዝኾኑ ዓበይ ርእሲታት /ሀሽታጎች/ ከምዝተዳለዉ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ኣብ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ፥ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ እናተሳተፉ ይርከቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.