Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ መሰረት ዳምጤ  ዋና ኦዲተር ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወ/ሮ መሰረት ዳምጤ  ዋና ኦዲተር ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ብምዃን ተሸይመን

ብተወሳኺ ኣይተ ኣበራ ታደሰ ኢትቻ  ምክትል ዋና ኦዲተር ብምዃን ከምዝተሸሙ ተገሊፁ።

እቶም ተሸየምቲ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብምቕራብ ቃለ ማሕላ ከምዝፈፀሙ ካብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.