Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ”የነጩ  ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት”  ደብዳበ ናይ ምፅሓፍ መርሐግብሪ ኣጀሚረን

 

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ኣባላት ካቢንኤንን “የነጩ  ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት”  ደብዳበ ናይ ምፅሓፍ መርሐግብሪ ኣጀሚሮም።

“የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት”  ብዝብል ሃገራቲ ወፃኢ ብፍላይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ጣልቃ ኣታውነትን ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ  ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንምርዳእ ዝዓለመ  ሀገር ለኸ ደብዳቤ ናይ ምፅሓፍ ምትእኽኣብ ፊርማ መርሃ ግብሪ ኣብ ቀረባ እዋን ብዕሊ ምጅማሩ ይፍለጥ።

ስለዝኸነ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ኣባላት ካቢንኤንን “የነጩ  ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት”  ደብዳበ ናይ ምፅሓፍ መርሐግብሪ ሎሚ ኣጀሚሮም።

ወይዘሮ አዳነች አቤቤ፥ናይ ኢትዮጵያ መናእሰይ ናየዛ ሃገር ሓቂ ዓለም ንክርደኦ ዝጀመርዎ ምንቅስቓስ ክበረታታዕ ዝግባእ ኢዩ ኢለን።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ናይ ኢትዮጵያ ሕዝብን መናእሰይን  ኣዝዩ አሰቃቂ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ከምዘብፀሐ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.