Fana: At a Speed of Life!

ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ብክልተ ሰሙን ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ብክልተ ሰሙን ከምዝተናውሐ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ውድድር 10 ሓምለ 2013 ዓ.ም ከምዝጅመር ምግላፁ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።

እቲ ውሳነ ናይ ሴካፋ ከምዝኾነ ዝገለፀ እቲ ፌዴሬሽን፥ ውድድር ቅድሚ ምጅማሩ ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ ሃገራዊ ጋንታታት ናብ ኢትዮጵያ ምምፃእ ከምዝጅምራ ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.