Fana: At a Speed of Life!

“ዒድ ሸዋል” ሰበስልጣን ክልል ሃረሪን ዳያስፖራታትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክል ሃረሪ ብዝለዓለ ድምቀት ዝኽበር ዒድ ሸዋል ሰበስልጣን ክልል ሃረሪን ዳያስፖራታትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ።

እቲ በዓል ሃይማኖታውን ባህላውን ትውፊቱ ብዝሓለወ መልክዑ እዩ ተኸቢሩ።

ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራትን ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ተረኺቦም።

ፃውዒት “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ሃገር” ተቐቢሎም ናብ ሃር ዝመፁ ዳያስፖራታት እውን ኣብቲ በዓል ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.