Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዋግኽምራ ን19 ሺሕን 500 ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ዋግኽምራ ን19 ሺሕን 500 ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።

እቲ ደገፍ ኣብ ወረዳ ዝቋላ ንዘለዉ 3 ሺሕን 250 መራሕቲ ሰድራ ኢዩ ተዋሂቡ።

ሩዝ፣ ብርሽን፣ ዘይትን ጨውን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሰብኣዊ ሓገዛት ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.