Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኮይሻ፣ ጎርጎራን ወንጪን ብሓባር ንምልማዕ ንዘቕረብዎ ፃውዒት ብምቕባል ዝተፈላለያ ትካላት ድጋፍ ገንዘብ ይገብራ ኣለዋ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ሳልሳይ ዙር ደገፍ መኣዲ ንሃገር ሸውዓተ ትካላት ድጋፍ ገይረን ኣለዋ።

  • ባንኪ ኣዋሽ – 30 ሚሊየን ብር
  • ማሕበር ኣክልሲዮን ልቓሕን ዕቋርን ኦሮሚያ  – 5 ሚሊየን ብር
  • ሆልዲንግስ ሊትድ ኣስመራ – 10 ሚሊየን ብር
  • ግሎባል ባንኪ ደቡብ – 5 ሚሊየን ብር
  • ኢንተርናሽናል ባንኪ ኣዲስ – 5 ሚሊየን ብር
  • ኢንተርናሽናል ባንኪ ንብ  – 10 ሚሊየን ብር ከምኡ’ውን
  • ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል – 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.