Fana: At a Speed of Life!

ዝዘንብ ዘሎ ዝናብ ንምድላው ክረምታዊ ማእቶት ምቹው ብምዃኑ ሓረስታይ ጠንኪሩ ክሰርሕ ይግባእ-ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝዘንብ ዘሎ ዝናብ ንምድላው ክረምታዊ ማእቶት ምቹው ብምዃኑ ሓረስታይ ጠንኪሩ ክሰርሕ ይግባእ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።

ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ዳይሬክተር ጀነራል ኤክስቴንሽን ዘራእቲ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ግርማሜ ጋሩማ፥ እቲ ዝናብ ሓረስታይ መሬቱ ብጠሊ ንክሓርስ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ሓረስታይ ጠንኪሩ ክሰርሕ ይግባእ ክብሉ ገሊፆም።

ብሃይለየሱስ መኮንን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

 

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

 

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.