Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲታት ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ይቕበላ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ይቕበላ ኣለዋ።

30 መስከረም 2015 ዓ.ም ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ምውሃብ ከምዝጅመር ይፍለጥ።

ስለዝኾነ ሎሚ ዘበን ዝወሃብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ዩንቨርስቲታት ንክኸውን ብመሰረት ዝተውሃበ ውሳነ፥ ተፈተንቲ ተምሃሮ ናብ ዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ይኣትዉ ኣለዉ።

ብመሰረት እዚ ዩንቨርስቲ ወሎ፣ ጎንደር፣ ሰመራ፣ ደብረማርቆስ፣ ጅማ፣ ዲላ፣ ወልዲያ፣ ባሕርዳር፣ ድሬዳዋ፣ ሐረማያ፣ ደብረታቦር፣ ቦንጋ፣ ጅግጅጋ፣ ደምቢ ዶሎን ሚዛን ቴፒን ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ይቕበላ ኣለዋ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.