Fana: At a Speed of Life!

ዮሴፍ ገብረወልድ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ብምዃን ተሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዮሴፍ ገብረወልድ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ብምዃን ተሾይሙ።

እታ ሃገራዊት ጋንታ ብኣሰናዳእነት ጋና ኣብ ዝካየድ ውድድር ፀወታታት ኣፍሪካ ተሳታፊት ምዃና ይፍለጥ።

ነዚ ድማ ካብ 29 ለካቲት ጀሚሩ ንዝካየድ ውድድር ነታ ጋንታ ንኸሰናድእ ኣሰልጣኒ ዮሴፍ ገብረወልድ ከምዝተሸመ ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

ኣሰልጣኒ ዮሴፍ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ተሳታፊት ዝኾነት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኣርባምንጭ ከተማ እናሰልጠነ ነይሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.