Fana: At a Speed of Life!

“ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025”ን “ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን”

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ሓንፂፃን ኣፅቓን ናብ ስራሕ ምእታዋ ተገሊፁ።

ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕድላት ዲጂታል ብምጥቃም ፈጠራ ዝተሓወሶን ኣብ ፍልጠት ዝተመርኮሰ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዘኽል ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝምራሕ ተበግሶ ኢዩ።

ምስ ዛዕባ መመሓየሺ ሃገር በቀል ኢኮኖሚን መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመትን ምስ ዝመሰሉ ቁልፊ ሃገራዊ ስትራቴጂታት ከምኡ እውን ከም ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ኣህጉራዊ ስትራቴጂ ትራንስፎርሜሽን ዓለም ለኸ ስትራቴጂታት ዝተኣሳሰረ ኢዩ፡፡

ዲጂታል ኢትዮጵያ ናይ መንግስቲ፣ ዘፈር ውልቀን ልምዓት ኤጀንሲታትን ኣብ ሓደ ብምትእኽኻብ፣ መሰረታዊ ዘፈር ተበግሶ ብምፍላይ ጉዕዞ ዲጂታል ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ንምቅልጣፍ ከምኡ እውን ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ መሪሕ ኮይኑ ንምምራሕ ዝኽእሉን ሓደሽቲ ቴክኖሎጂታት ክጥቀሙ ዝኽእሉ ኣርባዕተ ስትራቴጂያዊ ቅድሚት ዝወሃቦም ዓውዲታት ዝፈለየ ኢዩ፡፡

ግብርና፣ የማምረቻ ዘርፍ፣ የመረጃ ቴክኖሎጂና ቱሪዝም ቅድሚያ የተሰጣቸው ዘርፎች ናቸው

ሕርሻ፣ መፍረዪ ዘፈር፣ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ቱሪዝምን ቅድሚት ዝተውሃቦም ዓውዲታት ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.