Fana: At a Speed of Life!

ገምጋም ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በቢኣብያተ ዕዮኡ ዝተኻየዱ ዓበይቲ ፍፃመታት ዝተርኣዩሉ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በቢኣብያተ ዕዮኡ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋራሕ ዝተኻየዱ ዓበይቲ ፍፃመታት ዝተርኣዩሉ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ምቹዋት ኩነታት፣ ዕናቅፋታት፣ ምንቅስቓሳት ማሕበራዊ ሓላፍነት፣ ኩነታት ስራሕን ሰራሕተኛታትን ብምጥዕዓም ምቹው ከባቢ ስራሕ ብመንፅር ምፍጣር ዝተፈፀሙ ስራሕቲ ከምዝተፈተሹ እውን ኣፍሊጦም።

ካበረዚ ሓሊፉ ኣብ ክሊ መሓውርን ትካላትን መንግስቲ፣ ፍሰት ሓበሬታ ካብ መንግስቲ ናብ ህዝብን ዓውዲ ውልቀን ንክሳለጥ ምግባር፣ ባህጊ ህዝቢ ብዝተቐላጠፈ ኣገልግሎት ምላሽ ንምሃብ ዘኽእሉ መገዲታት ምምችቻው ከምዝግባእ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.