Fana: At a Speed of Life!

ገበን ክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 76 ጀነራል መኮንንናት፣ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናትን ታሕተዎት ሽሞኛታትን መትሓዚ ትእዛዝ ወፅዩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ገበን ክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 76 ጀነራል መኮንንናት፣ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናትን ታሕተዎት ሽሞኛታትን መትሓዚ ትእዛዝ ወፅዩሎም።

ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዝ ሰሜን መጥቃዕቲ ብምፍፃም ሃገር ናይ ምፍራስ ሴራ ተሊሞም ክንቀሳቐሱ ዝፀንሑን ገበን ክሕደት ሃገር ዝፈፀሙን ላዕለዎት ጉጅለ ኣመራርሓ  ጁንታ ህወሓት ሃዲኑ ናብ ሕጊ ንምቅራብ 3 ሕዳር 2013 ዓ.ም ትእዛዝ ቤት ፍርዲ ከምዝወፅአሎም ምግላፁ ይዝከር።

ብተመሳሳሊ ምስ ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት  እናተራኸቡ ገበን ክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 76 ጀነራል መኮንንናት፣ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናትን ታሕተዎት ሽሞኛታትን መትሓዚ ትእዛዝ ቤት ፍርዲ ከምዝወፅአሎም ገሊፁ።

እዚ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል እውን ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ ዝተውሃቦም ህዝባዊ ሓላፍነት ንጎኒ ብምግዳፍ   ምስ ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት  እናተራኸቡ ገበን ክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ ዝስዕቡ  ኣብ ዉሽጢ ስራዊት ንምክልኻል ሃገር ኣብ ስራሕ ዘለዉ፣ ብጥሮታ ዝተሰናበቱ ጀነራል መኮንናት፣ ላዕለዎት ወታደራዊ መኮንናትን ታሕተዎት ሹመኛታትን መትሓዚ ትእዛዝ ወፂዩሎም ኣሎ።

ስም ዝርዝር እቶም ተጠርጠርቲ፡-

1. ሜጀር ጀነራል ማህሾ በየነ

2.  ሜጀር ጀነራል መሀመድ አይሻ ዘይኑ

3. ሜጀር ጀነራል ሙሉግርማይ ገ/ህይወት

4. ሜጀር ጀነራል ሀለፎም እጂጉ

5. ብርጋዴል ጀነራል ፍትዊፀሃዬ ገ/እግዚአብሔር

6. ብርጋዴል ጀነራል ግደይ ሀይሉ ገ/እግዚአብሔር

7. ብርጋዴል ጀነራል ነጋሽ ዳኘው

8. ብርጋዴል ጀነራል መብራቱ ወ/አረጋይ

9. ብርጋዴል ጀነራል ወልደጊዮርጊስ

10. ብርጋዴል ጀነራል አብዲሳ ፍላንሳ

11. ብርጋዴል ጀነራል ጉሽ ገብሬ

12.ብርጋዴል ጀነራል ከበደ ፍቃዱ

13. ብርጋዴል ጀነራል ገብረጊዮርጊስ

14. ብርጋዴል ጀነራል ህንፃ ወ/ገወርጊስ

15. ኮሎኔል ተወልደ ገ/ትንሳይ

16.ኮሎኔል ንጉሴ ገብሩ

17.ኮሎኔል መብራቱ አሰፋ /አልማዝ/

18. ኮሎኔል ዘገየ ንጉስ

19. ኮሎኔል ያለም

20. ኮሎኔል መብራቱ ተድላ

21. ኮሎኔል ነጋሽ መብራቱ

22. ኮሎኔል ተክሉ በላይ

23. ኮሎኔል ጥጋቡ መለስ

24. ኮሎኔል ግርማ ተካ

25. ኮሎኔል ሙሉጌታ ገብረክርስቶስ ነጋሽ

26. ኮሎኔል አራሞ ገ/መድህን

27. ኮሎኔል ተስፋዬ ገ/መድህን

28. ኮሎኔል ግርማል አለማየሁ

29. ኮሎኔል ነጋሽ አለፎም

30. ኮሎኔል ተስፋዬ ምሩፅ

31. ኮሎኔል ካሳየ አሰፋ

32. ኮሎኔል ነጋሲ ታደሰ ስዩም

33. ኮሎኔል ኪሮስ ሓጎስ ገ/ዝጋብሔር

34. ኮሎኔል ሙርፅ ገብረሊባኖስ አብርሃ

35. ኮሎኔል ሓ/ስላሴ ኪሮስ ተስፋይ

36. ኮሎኔል ምሩፅ በርሔ/ተወርወር/

37. ኮሎኔል ሀይለስላሴ አሰፋ

38. ኮሎኔል ደርበው ኃጎስ

39. ኮሎኔል ወልዴ ሀጎስ

40. ኮሎኔል ንጉሴ አማረ

41. ኮሎኔል ነጋሲ ታደሰ

42. ኮሎኔል ባራኪ /ወዲ ራያ/

43. ኮሎኔል ከበደ ገ/ሚካኤል

44. ኮሎኔል ፀጋ ብርሀን ገ/እዜር

45. ኮሎኔል ዘሩ ሀ/መለኮት

46. ኮሎኔል ሀይለ መዝገብ

47. ኮሎኔል አርአያ ገብሩ ግደይ

48. ኮሎኔል የማነ ገ/ሚካኤል

49. ኮሎኔል ዘሩ መረሳ

50. ኮሎኔል ልጃለም ገ/ህይወት

51. ኮሎኔል አስመላሽ ወልዴ

52. ኮሎኔል ፍሰሀ ግደይ

53. ኮሎኔል አምባቸው ወ/ገብርኤል

54. ኮሎኔል ገብረመስቀል ወልደገብርኤል

55. ኮሎኔል ወልዱሀጎስ ገብሩ

56. ኮሎኔል ገ/ሚካኤል ሀጎስ

57. ኮሎኔል ስብሀቱ መብራቱ

58. ኮሎኔል ጣሰው ወ/ጊዮርጊስ

59. ኮሎኔል ገ/እግዚያብሔር አለምሰገድ

60. ኮሎኔል ነጋሲ ታደሰ

61. ኮሎኔል ተክለ በላይ

62. ሌተናል ኮሎኔል ተወልደ አብርሃ ወ/ሚካኤል

63. ሌተናል ኮሎኔል ሙዘይ ተሰማ ስዩም
64. ሌተናል ኮሎኔል ሀዲሽ ገብረፃድቅ አለማየሁ

65. ሌተናል ኮሎኔል ፍስሃ በየነ ገ/ኪዳን

66. ሌተናል ኮሎኔል ምሩፅ ወ/አረጋይ ገ/መስቀል

67. ሌተናል ኮሎኔል ሙሩፅ በርሀ ኣበራ

68. ሌተናል ኮሎኔል ፀሀዬ ሀጎስ

69. ሌተናል ኮሎኔል ሀጎስ ኪሮስ

70. ሌተናል ኮሎኔል ገብረ ህንፃ ሀዲሽ

71. ሌተናል ኮሎኔል ገብረመድህን ወ/ማርያም አሉላ

72. ሌተናል ኮሎኔል ፈለቀ አይጠገብ

73. ሻለቃ አስገዶም መስፍን

74. ሻምበል ባሻ ሙእዝ መልካም

75. ሻምበል አርአያ ተ/ኃይማኖት

76. ሻምበል ተስፋ ህይወት እዮም።

እቶም ዝተገለፁ ተጠርጠርቲ ናብ ሕጊ ንምቅራብ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብፍላይ ህዝቢ ትግራይ፣ ኣባላት ፍሉይ ሓይልን ሚሊሻታትን እቲ ክልል፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ትካላት ፖሊስን ደሕንነትን ሃገርና እጃሞም ክዋፅኡ ሓቲቱ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.