Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ሚኒስትራት ትምህርቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ጉባኤ ሚኒስትራት ትምህርቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።

ኣብቲ ጉባኤ፥ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ሓዊሱ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋን ሚኒስትራት ትምህርቲ ኣባል ሃገራትን ተሳቲፎም።

ስደተኛታት፣ ካብ ስደት ተመለስቲን ስደተኛታት ተቐቢሎም እናተኣናገዱ ዝርከቡ ማሕበረሰባትን መካተቲ፣ ተበፃሒን ፅሬት ዘለዎን ትምህርቲ ዝረኽቡሉ ምቹው ኩነታት ኣብ ምፍጣር ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብቲ ጉባኤ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ታሕሳስ 2021 ኣብ ጅቡቲ ተኻየዱ ዝነበረ ጉባኡ ኣብቲ ዞባ ኣብ ጉዳይ ትምህርቲ ንምስራሕ ዝተትሓዙ ትልሚታት ብዝምልከት ዘተ ከምዝተገበረ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ኣብቲ ጉባኤ ኢትዮጵያን ሓዊሱ ተወከልቲ ሚኒስትራት ትምህርቲን ተወከልቲ ሚኒስትራት ጅቡቲ፣ ኬኒያ፣ ሶማሊያ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ኡጋንዳን ሱዳንን ተሳቲፎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.