Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጡ ውፅኢት ዲጂታል ኢትዮጵያ ንምርኣይ እወንታዊ ግደ ከምዝህልዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ተተካኢ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ውሕመ ኣብ ኣፍሪካ ኣንቶኒዮ ፔድሮ ተዛቲዮም።

ኣንቶኒዮ ፔድሮ፥ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጡ ውፅኢት ዲጂታል ኢትዮጵያ ንምርኣይ እወንታዊ ግደ ከምዝህልዎ ገሊፆም።

ኣይተ ደመቀ ብግደኦም ብግደኦም፥ መንግስቲ እቲ መድረኽ ኣብ ምክያድ ደገፍ ከምዝገብር ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.