Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ጦር ምድሪ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ጦር ምድሪ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ።

ንኣርባዕተ መዓልቲታት ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ዝካየድ ጉባኤ፥ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣዘዝቲ ሰራዊት እናተሳተፉ ይርከቡ።

እቶም ወታደራዊ ኣዘዝቲ ኣብ ጉባኤኦም፥ ኣብ ሞንጎ ሃገራት ኣፍሪካ ወታደራዊ ምትሕብባር ብምጥንኻር ኣብ ምሕላው ሰላምን ድሕንነትን እታ ኣህጉር ኣድሂቦም ክዛተዩ ኢዮም ተባሂሉ።

ንሻምናይ ግዘ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ ጉባኤ፥ ብምትሕብባር ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ጦር ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካን ዝተሰናድአ ኢዩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.