Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ዓቀፍ ፀረ ግዕዝይና ጉጅለ ብሪክስ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌደራል ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ዓቀፍ ፀረ ግዕዝይና ጉጅለ ብሪክስ ይዛተ ኣሎ።

እቲ ዘተ ኣብ ሩሲያ ከተማ ሞስኮ ኢዩ እናተኻደ ዝርከብ፡፡

እቲ መድረኽ ዘተ ፅባሕ ሓዊሱ ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣብ ጉዳይ ምትሕብባር ፀረ-ግዕዝይና ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ ኮሚሽን የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.