Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ልኡኽ ደቡብ ሱዳን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍሉይ ኣማካሪ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ኮንግ ቲፕቲፕ ጋትሉዋክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ደቡብ ሱዳን ኣብ ግድብ ህዳሰ ትማሊ ዑደት ገይሩ።

እቶም ኣባላት ስራሕቲ ምምሕያሽ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እውን ዑደት ኣካይዶም።

ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ መዓልታት ድማ ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ክርእዩ ኢዮም ዝበል ትፅቢት ኣሎ።

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ሰላምን ፀፅታን ምብራቕ ኣፍሪካ ብምርግጋፅን ግብረ ራዕዲ ኣብ ምክልኻለን ዘለወን ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ስምምዕነታት ከምዝፍፅማ ካብ ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.