Fana: At a Speed of Life!

ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ቼልሲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ዝገበረኦ ፀወታ 4 ን 3 ብዝኾነ ውፅኢት ቼልሲ ተዓዊታ።

ኣብ መበል 30 ሰሙን ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ምሸት 4፡15 ዝተራኸባ እንትኾና÷ ቼልሲ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ብዘመዝገበትን ክልተ ሸቶታት 4 ን 3 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡

ቼልሲ ንኽትዕወት ኮል ፓልመር ሰለስተ ሸቶታት እንተመዝግብ ሓንቲ ድማ ጋላገር ኣመዝጊቡዋ÷ ብወገን ማንቸስተር ዩናይትድ ድማ ጋርናቾ ክልተ ሸቶታት ቡርኖ ፈርናንዴዝ ሓንቲ ሸቶ ኣመዝጊቦም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.