Fana: At a Speed of Life!

ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ብዝተጠርጠረሉ ገበን ቤት ፍርዲ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ብዝተጠርጠረሉ ገበን ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ።

እቲ ተጠርጣሪ ዝተዛበዐ ሓበሬታ ብምቕራብን ጎንፂ ብምቕስቃስን ሕገ መንግስቲን ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ንምፍራስ እንትንቀሳቐስ ነይሩ ኢዩ ብምባል መርማሪ ፖሊስ ንመጋባእያ ኣረዲኡ።

ፖሊስ ኣብ ልዕሊ ተጠርጣሪ ዝጀመርኩዎ ምርመራ ንምፍፃም ተወሳኺ ግዜ የድሊየኒ ኢዩ ኢሉ።

የፌደራል የመጀመሪያ ደረጃ አራዳ ምድብ አንደኛ የጊዜ ቀጠሮ ችሎት ዳኛ ለፖሊስ ተጨማሪ ምርመራ ያስፈልገዋል በሚል የ13 ቀን የጊዜ ቀጠሮ ሰጥቷል፡፡

ዳኛ ቀዳማይ ብርኪ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ ቀዳማይ መጋባእያ ጊዜ ቆፀሮ ንፖሊስ ተወሳኺ ጊዘ ቆፀሮ የድሊዮ ኢዩ ብምባል 13 መዓልታት ጊዘ ቆፀሮ ሂቡ።

ብታሪክ ኣዱኛ

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.