Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወራር ካብ ዝሓዞም ከባቢታት ብህፁፅ ይውፃእ – ተወለድቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወራር ካብ ዝሓዞም ከባቢታት ብህፁፅ ለቒቑ ንኽወፅ ኣብ ክልል ዓፋር ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ሓቲቶም።

ኣብ ከተማታት ሰመራን ሎጊያን ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

እቶም ተወለድቲ ዘካየዱዎ ሰልፊ፥ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህፃናትን ኣዶታትን እናፈፀሞ ዝርከብ ጨፍጫፍ ብምቅዋም ድምፆም ኣስሚዖም።

እቲ ጉጅለ ብወራር ካብ ዝሓዞም ከባቢታት ብህፁፅ ለቒቑ ንኽወፅእ እውን ሓቲቶም።

ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ኣይውክልን፣ ናይ ጥፍኣት ተግባራት እቲ ግብረ ራዕዲ ንቃወም፣ ኣብ ጎኒ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ኢና ዝብሉ ጭርሖታት ኣስሚዖም።

ብኣፈወርቅ እያዩን ጸጋዬ ወንድወሰንን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.