Fana: At a Speed of Life!

 “ግድበይ ኣብ ክርዓተይ” ብዝብል ማይ ዝናብ ናይ ምዕቛር ፕሮጀክት ብወግዒ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ግድበይ ኣብ ክርዓተይ” ብዝብል ማይ ዝናብ ናይ ምዕቛር ፕሮጀክት ስራሕ ብወግዒ ተጀሚሩ።

ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ፥ እቲ ፕሮጀክት ማይ ካብ ዚንጎ ብምዕቋር ኣብ ረብሓ ናይ ምውዓል ከምዝኾነ ገሊፆም።

እቲ ፕሮጀክት ብኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ማይ ኢትዮጵያ ተፈቲኑ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ሐብታሙ ኢተፋ፥ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዞባ ቦረና ኣብ ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲን መንደርን ኣብ ምትግባር ከምዘሎ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.