Fana: At a Speed of Life!

ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ንዝወስዱ ተምሃሮ ምዝገባ ካብ 20 መጋቢት ክሳብ 15 ሚያዚያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ንዝወስዱ ተምሃሮ ምዝገባ ካብ 20 መጋቢት ክሳብ 15 ሚያዚያ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።

እቲ ምዝገባ፥ ቅድመ ሐዚ ዝረኣዩ ዝነበሩ ፀገማት ብምቕራፍ ዝሓሹ ኣሰራርሓታት መሰረት ብምግባር ከምዝካየድ ተገሊፁ።

ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ እሸቱ ከበደ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ምዝገባ ብኦን ላይን ክካየድ ኢዩ ኢሎም።

ተምሃሮ ብእዋኑን ብጥንቃቐን ዘድሊ ሓበሬታታት ወይ መረዳእታታት ክመልኡ ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

ዘይተመዝገበ ተምሃራይ እቲ ፈተና ኣይወስድን ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.