Fana: At a Speed of Life!

ፋብሪካ መገጣጠሚ መሳርሒ ሕክምና ኣልትራሳንውንድ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጋርመንት ዝርከብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ሁዋጂያን ዝተሃነፀ ፋብሪካ መገጣጠሚ መሳርሒ ሕክምና ኣልትራሳንውንድ ሎሚ መዓልቲ ስራሕ ጀሚሩ።

ኤልስሜድ ሶሊሽንስና ሲመንስ ዝተብሃሉ ኩባንያታት ብሓባር ኢንቨስት ዝገበሩሉ እቲ ፋብሪካ÷ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕማም ንምርማር ዘኽእሉ መሳርሒታት ከምዝገጣጠሙሉ ተገሊፁ፡፡

እቲ ፋብሪካ ናብ ስራ ምእታዉ ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ኣብ ኣፍሪካ ዝዓበየ ሕክምና ቴክኖሎጂ ተበፃሒ ንምግባር ወሳኒ ግደ ከምዝህልዎ ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ፍሬህይወት ኣበበ ተዛሪበን፡፡

ፕሬዚዳንት ኩባንያ ኤልስሜድ ሶሉሽን ሮኔን ባሁር ብግደኦም÷ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ምድላው እቲ ፋብሪካ ጋህዲ ምዃኑ ከምዘሕጎሶም ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.