Fana: At a Speed of Life!

ፋኦ ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ዘኽእል 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ትካል ምግብን ሕርሻን ሕብረት ኣውሮፓ(ፋኦ) ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ዘኽእል 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ገይሩ

በቲ ሕብረት ዝተገበረ ደገፍ ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል ዘኽእሉ ኬሚካላት ዝነዝሓ ኣውሮፕላናትን ሄሊኮፕተራትን ንምክራይ ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ኣብቲ ምክልኻል ዘድሊዩ መሰረታዊ ኣቕርቦታትን ስራሕ መካየድን ከምዝውዕል ተሓቢሩ።

ሚኒስቴር ግብርና ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዝገብሮ ፃዕሪ መሰረታዊ ኣቕርቦት እታዎት ንምምላእ ከምዝውዕል ካብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.