Fana: At a Speed of Life!

ፍሉይ ሓይሊ ዝተፈላለያ ክልላት ሰላምን ድሕንነትን ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ንምሕላው ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ፣ ሲዳማን ጋምቤላን ዝተፈላለያ ክልላት ሰላምን ድሕንነትን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ከባቢኡን ንምሕላው ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም።

ሃገራዊ ፃውዒት ብምቕባል ኣብ ዞባ መተከል ቀጣና ግድብ ህዳሰ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ንዝመፅኡ ኣባላትን ኣመራርሓን ፍሉይ ሓይሊ ክልላት መምርሒ ምውፋር ስራሕ ተዋሂቡ።

ምክትል ኣዛዚ እዚ ምዕራብን ኣባል ኮማንድ ፖስት ዝተዋደደ ገብረ ሓይሊ ዞባ መተከለን ብርጋዴር ጄኔራል ኣለማየሁ ወልዴ፥ ኣብ ዝተወሰደ ስጉምቲ ሰላምን ምርግጋዕን ኣብቲ ቀጣና ሰላም ምንጋሱ ገሊፆም።

ስለዝኾነ ኣብቲ ዞባ ዝነበረ ሞትም ምምዝባልን ደው ብምባል ናብ ጫካ ኣቲዮም ንዝነበሩ ዕጡቓት ስልጠና ተሃድሶ ሰላም ምሃቡን ተመዛበልቲ ነናብ ወረደኦም ከምዝመለሰን ኣረዲኦም።

ኣባላት እቲ ፍሉይ ሓይሊ ሃገራዊ ፃውዒት ብምቕባል ናብ መተከል ብምምፅኦም አመስጊኖም ክብብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.