Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዑደቶም ዛዚሞም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ሓሰን ሼክ ሞሃሙድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ናይ ክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምዝዛሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ፕሬዚዳንት ኣፋኒዮምዎም።

ብኣልኣዛር ታደለ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.