Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቶም ፕሬዚዳንት ናብ ሃገሮም እንትምለሱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣፋኒየሙዎም።

ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ድማ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.