Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ሃንደበታዊ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 የካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ሃንደበታዊ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ።

ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ኣብ ዝተፈላለዩ  ዛዕባታት ብምድሃብ ክላዘቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ፕሬዚዳንት ዘለንስኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት ኣዝዩ ኣድላዪን ንኩሎም ዩክሬናውያን መልክት ደገፍ ኢዩ” ኢሎም።

ፕሬዚዳንት ባይደን ኣብ ፖላንድ አወን ዑደት ስራሕ ከምዝገብሩ ዘ ጋርዲያን ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.