Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2023

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዞባ ቦረና 102 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 102 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ 100 ሚሊየን ብር ኣብታ ከተማ ካብ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ብምትሕብባር ዝተረኸበ…

ዕላዊ መርሃ ግብሪ ምጅማር ስራሕ ከተማ ሸገር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ መርሃ ግብሪ ምጅማር ስራሕ ከተማ ሸገር ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን ተረኺቦም፡፡ ከተማ ሸገር፥ ሽዱሽተ ከተማታት ናብ ሓደ ብምጥማር…

ምስ ኢትዮጵያ ዘለና ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና – ሚኒስትር ገንዘብ ቻይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ተቐራሪባ ምስራሕ ከምትቕፅልን ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳራ ብዝበለፀ ከምተጠናኽርን ሚኒስትር ገንዘብ እታ ሃገር ሊዩ ኩን ገሊፆም፡፡ ብሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ቻይና ሊዩ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ በርሚንግሀም ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ በርሚንግሀም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ። ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቂቃ 16 ሰኮንድን 69 ማይክሮ ሰኮንድን ዛዚማቶ። ኣትሌት ጉዳፍ ሎሚ…

ፈላማይ ዓመታዊ ጉባኤ ኣማኸርቲ ሸሪዓ ኢትዮጵያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ሞያዊያን ፋይናንስ ካብ ወለድ ናፃ ምስ ጉባኤ ኡለማታት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ብምዃን ፈላማይ ዓመታዊ ጉባኤ ኣማኸርቲ ሸሪዓ ኢትዮጵያ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ መትከላት ፋይናንስ ሸሪዓ መሰረት ብምግባር ዝሰርሑ…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዓውዲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምምዕባልን ንምጥንኻርን ዘኽእል ደገፍ ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዓውዲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምምዕባልን ንምጥንኻርን ዘኽእል ደገፍ ይገብር ከምዘሎ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣኪንውሚ ኣዴሲና ተዛሪቦም። ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ናይ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ደገፍ ይገብር…

ኣይተ  ኣሕመድ ሽዴ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ  ኣሕመድ ሽዴ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዴንግ ሊ ኤል ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ዲፕሎማሲያዊን ርክብ ብዝምልከት ምልዛቦም ተሓቢሩ። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ከልቲአን…

ደቡብ ኮሪያ ሰብ ሃፍታ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃዕሪ ክግበር ኢዩ ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ሰብ ሃፍታ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃዕሪ ከምእትገብር ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ጃንግ ሱንግ ሚን ተዛሪቦም። ጃንግ ሱንግ ሚን ከምዝበልዎ፥ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዓውዲ ንግዲን ኢኮኖሚን ዘለወን ምትሕብባር…

ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ኣብ ክልል ደቡብ ብመስኖ ሓጋይ ኣብ ዝለምዐ ሕርሻ ስርናይ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ስልጤ ብመስኖ ሓጋይ ኣብ ዝለምዐ ሕርሻ ስርናይ ዑደት ገይሮም። እቲ ክልል በቲ መስኖ ኣቢሉ ልዕሊ 13 ሺሐን 400 ሄክታር መሬት ብሰርናይ መስኖ የልምዕ ከምዘሎ ተገሊፁ። በዚ ኣቢሉ…

ናብ ቱርኪ ዝተጓዓዘ ጉጅለ ህይወት ኣድሕን ኢትዮጵያ ልኡኹ ብምዝዛም ናብ ሃገሩ ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ቱርኪ ዝተጓዓዘ ጉጅለ ምድላይን ህይወት ኣድሕንን ኢትዮጵያ ልኡኹ ብምዝዛም ናብ ሃገሩ ተመሊሱ። ኣብ ቀረባ እዋን ኣብታ ሃገር ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ስዒቡ ክሳብ ሐዚ ለዕሊ 47 ሺሕ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑን ልዑል ዕንወት ህይወት…