Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2023

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣርባዕተ ውሳነታት ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ፡፡ ውሳነታት መበል 17 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት፦ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ዝተዛተየ…

ህንፀት ፕሮጀክት ዜሮ ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ 78 ነጥቢ 2 ሚኢታዊት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት ዜሮ ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ 78 ነጥቢ 2 ሚኢታዊት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ህንፀት ግዙፋት ፕሮጀክትታት ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሎ፥ ህንፀት ፕሮጀክት ዜሮ ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ ክዛዘም ኢዩ።…

መፍረያይነት ስራሕቲ ማእለማ ብልዕሊ 300 ሚኢታዊ ዘዕበየ ቴክኖሎጂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ማእለማ ክቃለል ብምግባር መፍረያይነት ብልዕሊ 300 ሚኢታዊ ክዓቢ ዝገበረ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሕ ኣውቶማቲክ ማሽን ማእለማ ብደቂ ሃገር ተሰሪሑ ኣብ ረብሓ ውዒሉ። እቲ ቴክኖሎጂው ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝርከብ ‹ሚርካ ኢንጂነሪንግ ናይ…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተገበረ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መወዳእታ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተገበረ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ትማሊ ኣብ ጃፓን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን፥ ብደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ሄለን በቀለን ኣትሌት በየኑ ደገፋን ቀዳመይቲን ካልአይቲን…

ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት እቲ ክልል ብምቕራብ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ኣብ 2014 ዓ.ም ዝነበረ ርካቦት ኦዲት ብቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ናብቲ ቤት ምኽሪ…

ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ልዕሊ 258 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ – ሚኒስቴር እቶት

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ብሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ልዕሊ 258 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣፍሊጠን። ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሸውዓተ ኣዋርሕን ኣብ ዝተረፉ ኣዋርሕ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋርን ዜጋታት ንምድሓንን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ግድኡ ክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋርን ዜጋታት ንምድሓንን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ግድኡ ንኽዋፃእ መንግስቲ እቲ ክልል ፀዊዑ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣወሉ ኣብዲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ድርቂ ብብርኪ ዓለም ለኸ ፈተና እናኾነ…

ቀዳማይ ሻምፒዮና ኘሮጀክታት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 15 ክሳብ 19 ለካቲት 2015 ዓ.ም ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ስታዲየም እናተኻየደ ዝፀንሐ ቀዳማይ ሻምፒዮና ኘሮጀክታት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። ኣብቲ ውድድር÷ ክልል ኦሮሚያ ብምዕዋት ተሸላሚት ፅዋዕ ኮይና፡፡ ክልል ኣምሓራ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ኣፈ-ጉባኤ ኣቢያተ ምኽሪ ክልላትን ኣብ ህንዲ ዝገበሩዎ ልውውጥ ልምዲ ዲፕሎማሲ ፓርላማ ዘጠናኸረ ኢዩ –…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ኣፈ-ጉባኤ ኣቢያተ ምኽሪ ክልላትን ኣብ ህንዲ ዝገበሩዎ ልውውጥ ልምዲ ዲፕሎማሲ ፓርላማ ዘጠናኸረ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ብሓጋዚ ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወክልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሓጋዚ…

ኣገልግሎት ትራንስፖርት ተረባሕነት ሕብረተሰብ ብዘረጋግፅ መልክዑ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ተረባሕነት ሕብረተሰብ ብዘረጋግፅን ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ብዝሕግዝን መልክዑ ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስ ገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ…