Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2024

ኣብ ከተማታት እናወሰኸ ዝመፅአ ቁፅሪ ሰብ ክሽከም ዝኽእል ቀረብ ኣባይቲ ንክህሊ ቆላሕታ ንክወሃብ ተሓቲትቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት እናወሰኸ ዝመፅአ ቁፅሪ ሰብ ክሽከም ዝኽእል ቀረብ ኣባይቲ ንክህሊ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ቆላሕታ ንክወሃብ ተሓቲትቱ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 12 ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ኣብቲ…

ባህላዊ ፌስቲቫል ሲዳማ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊ ፌስቲቫል ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ፌስቲቫል “ባህሊ ንሕብረትን ሓድነትን” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ናይ ጥንቲ ፈልጠት ሲዳማን ዝጥቀመሎም ባህላዊ ናውቲታትን ንዓለም ንምፍላጥ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ይትግበሩ ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ይትግበሩ ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ ስራሕቲ ልምዓት፥ ኣብ ትምህርቲን ስልጠናን፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ቅነሳ ድኽነት ዘትግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ ኢዮም ተባሂሉ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን…

ግዜኢ ዘህነፆ ዘበናዊ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ(ግዜኢ) ዘህነፆ ዘበናዊ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ተመሪቑ ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፣ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ  ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህንፀት ጣቢያ ምፅራይ ፈሳሲ ንምክያድ ዘኽአል ስምምዕነት ምስ ሲጂሲኦሲ ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህንፀት ጣቢያ ምፅራይ ፈሳሲ ንምክያድ ዘኽአል ስምምዕነት ምስ ህንፀት ተቛራፂ ሲጂሲኦሲ ተኸቲሙ። እቲ ህንፀት ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 145 ሚሊየን ዶላር ከምዝፍፀም ተገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ…

169 ሺሕን 288 ዩኒት ደም ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብህ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 169 ሺሕን 288 ዩኒት ደም ከምዝተኣከበ ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮፐያ ኣፍሊጡ። ኣብ ምእካብ ደም፥ ባንክታት ደም መቱ፣ ሻሸመኔ፣ ወሊሶ፣ ኣዳማ፣ ኣምቦ፣ ቦንጋ፣ ኣሶሳ፣ ጅግጅጋ፣ ቢኪን ድሬዳዋን ዝሓሻ…

ብሓባር ናይ ምልማዕ ትልሚ ኢትዮጵያን ሃገራት ክድግፈኦ እምበር ክነቕፈኦ ኣይግባእን – ኣምባሳደራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያን ትልሚ ሂብካ ምቕባልን ብሓባር ምልማዕን ሃገራት ክድግፈኦ እምበር ክነቕፈኦ ከምዘይግባእ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ፣ ቻይናን ካናዳን ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር)÷ ጠለብ በሪ ባሕሪን ሕቶ…

ብልዕሊ 70 ሚሊየን ዶላር ዝህነፅ መፍረዪ ክታበት እምነ ሰረት ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቂሊንጦ ፓርክ ኢንዱስትሪ ብልዕሊ 70 ሚሊየን ዶላር ዝህነፅ መፍረዪ ክታበት እምነ ሰረት ተነቢሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ፥ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ብምትካእ ኢሉውን ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ምድሓን እቲ ፕሮጀክ ልዑል ግድ…

ኢትዮጵያ ኣብ ትራንስፎርሜሽን ስርዓተ ምግቢ ልዑል ስራሕ ብምስራሓ ኣፍልጦ ረኺባ- ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ትራንስፎርሜሽን ስርዓተ ምግቢ ልዑል ስራሕ ብምስራሓ ኣፍልጦ ረኺባ ከብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተሸለሙሉ ዝኸበረ ሜዳሊያ ሽልማት ፋኦ ኣግሪኮላ ጠሚተን ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣፍልጦን ሽልማትን ዝረኸቡ ንዘርአዩዎ ኣመራርሓን ቆራፅነትን ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብትካል ምግቢን ሕርሻን (ፋኦ) ዝተውሃቦም ዝኸበረ ሽልማት ሜዳሊያ ኣግሪኮላ ፋኦ ንዘርአዩዎ ኣመራርሓን ቆራፅነትን ከምዝኾነ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። ቀዳማይ…