Fana: At a Speed of Life!

ሰረት ሕውነት ብምስፋሕ ምትእስሳር ኣፍሪካ ምጥንኻር ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰረት ሕውነት ብምስፋሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትእስሳር ኣፍሪካ ምጥንኻር ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ ገሊፆም።

ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ዝተዳለወ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ሕውነትን ኣብ ኤምባሲ ደቡብ ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ።

ጋሻ እቲ ዕለት ኢዮብ ተካልኝ፥ ሰረት ሕውነት ብምስፋሕ ምትእስሳር ኣፍሪካ ምጥንኻር ይግባእ ኢሎም።

ፅንሰ ሓሳብ ፓን ኣፍሪካኒዝም ንሓዱሽ ትውልዲ ብምምሃር ሰረት ምትእስሳር ክኸውን ከምዝግባእ እውን ተዛሪቦም።

ለውጢ ክሌማን ዘስዕበ ፀገምን ንምፍታሕ ፖሊሲ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ብምትግባር ውፅኢታዊ ተግባር ከምዝተፈፀመ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.