Fana: At a Speed of Life!

ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰዱ ተምሃሮ ነናብ ከባቢኦም ይምለሱ ከምዘለዉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰዱ ተምሃሮ ነናብ ከባቢኦም ይምለሱ ከምዘለዉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።

እቶም ተፈተንቲ ተምሃሮ ክወስድዎ ዝፀንሑ ስነስርዓት ፈተና ምዝዛሙ ስዒቡ ኢዩ ነናብ ከባቢኦም ዘምለሱ ዘለዉ።

እቶም ማእኸላት ፈተና ዝነበገሩ ዩንቨርስቲታት ነቶም ተምሃሮ የፋኑዉ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።

ኣብ ካልኣይ ዙር ፈተና ዝወስዱ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ ካብ 5 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ዝተመደብሉ ማእኸላት ፈተና ከምዝኣትዉ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.