Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ፀረ ግዕዝይና ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ፀረ ግዕዝይና ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መዳርግቲ ኣካላት፣ ኣካላት ሚዲያን ስነ ጥበበን ከምኡውን ተሳተፍቲ ስቪክ ማሕበረሰብ ተረኺቦም።

ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ፀረ ግዕዚይና ብዝበለፀ ውፅኢታዊ ንምግባር ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ፀረ ግዕዚይና ንምጥያሽ ዓሊሙ እቲ ረቂቕ ኣዋጅ ምስንድኡ ገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ካብቲ መድረኽ እወንታዊ እታዎታት ክርከቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.