Fana: At a Speed of Life!

500 ሜትሪክ ቶን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ክልል ትግራይ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)500 ሜትሪክ ቶን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ ክልል ትግራይ ምብፅሑ ትካል ምግቢ ዓለም ገሊፁ።

ናብቲ ክልል ዝግበር ምንቅስቓስ ሰብኣዊ ሓገዝ ምድሪ ምጅማሩ ስዒቡ ሰፊሕ ስትራቴጂክ ውፅኢት ክርከብ ከምዝኸኣለ እውን እቲ ትካል ኣፍሊጡ።

ሎሚ መዓልቲ ድማ 500 ሜትሪክ ቶን ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ በቲ ትካልን መሓዙት ኣካላትን ኣቢሉ ናብቲ ክልል ምብፅሑ ግዜኢ ፀብፂቡ።

መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝተጠናኸረ ኩነታት ንኽቕፅል፤ ውሳነ ምቁራፅ ተኹሺ ምግባሩን ብመሬት ዝግበር ሓገዝ ንኽቕፅልን ምውሳኑ ይፍለጥ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.