Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ብኣዶ መንበርነት ክትመርሕ ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ብኣዶ መንበርነት ክትመርሕ ተመሪፃ።

ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ታኒዛኒያ ኣብ ዘሳለጦ መበል ራብዓይ ኣኼባ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ኢትዮጵያ ነቲ ኮሚቴ ንዝቕፅሉ ከልተ ዓማውቲ ንክትመርሖ ብሙሉእ ድምፂ ተቐቢሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.