Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሲቪል ኣቪየሽን ኣብዚ ቀጠና ሓገዝ ንምግባር ዘኽእላ ስምምዕነት ፈፂማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሲቪል ኣቪየሽኑ ኣብዚ ቀጣና ሓገዝ ንምግባር ዘኽእላ ሓዱሽ መተግበሪ ስምምዕነት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪየሽን ፈፂማ።
ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት በፂሓ ዘላ÷ እቲ ትካል ብመሰረት ዘቐመጦም መምርሒታትን ደረጃን ሓገዝ…
መስሕብ ቦታታት ብግቡእ ሓሊኻ ብምፍላጥ ካብ ዓውዲ ቱሩዝም ተጠቀምቲ ንምዃን ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ መስሕባት ቱሪዝምን ሓድጊታትን ብግቡእ ሓሊኻ ብምፍላጥ ካብ ዓውዲ ቱሩዝም ተጠቀምቲ ንምዃን ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊም።
በዓል መስቀል ኣብ ከተማ…
ኣብ ከተማና ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት ልዕሊ 35 ሺሕ ወገናትና ግልጋሎት ይረኽቡ ኣለዉ – ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት ልዕሊ 35 ሺሕ ወገናትና ግልጋሎት እናረኸቡ ከምዝኾኑ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መበል 20 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መሪቖም…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ተስፋ ብርሃን ማእኸል ምገባ ብምርካብ መኣዲ ኣካፊሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መበል 20 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ብምርካብ ንዓቕመ ደካማታት መኣዲ ኣካፊሎም።
ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝርከብ መበል 20 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ…
ኣብ ዱባይ ዝነብር ኢትዮጵያዊ ተዓዋቲ ሎተሪ ሓደ ሚሊየን ዶላር ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነባርነቱ ኣብ ዱባይ ዝኾነ ኢትዮጵያዊ ተኽሊት ተስፋዬ ኣብ ዱባይ ዱቲ ፍሪ ሎተሪ ሎተሪ ሓደ ሚሊየን ዶላር ተዓዊቱ።
ምስ ተኽሊት ተስፋዬ ሓደ ህንዳዊ ብተመሳሳሊ ተዓዋቲ ሓደ ሚሊዮን ዶላር ዕፃ ምዃኑ ተገሊፁ።
ዱቲ ፍሪ ሎተሪ ዱባይ ካብ ዝጅምር…
በዓል መስቀል ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ብመላእ ኢትዮጵያውያን ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እናተኸበረ ይርከብ።
ትማሊ ዕለት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እትዮጵያ ስነ-ስርዓት ዳሜራ ብድሙቕ ኩነታት ብሃይማኖታዊ ስርዓቱ ተሳሊጡ ኢዩ፡፡
ሎሚ መዓልቲ ድማ በዓል መስቀል ብመላእ…
ስነ-ርዓት ምኽባር ዳሜራ መስቀል ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ርዓት ምኽባር ዳሜራ መስቀል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብድምቀት ተኸቢሩ።
ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ዝተዘላለዩ ከባብታት ሃገር ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወ መልክዑ ተወጊኑ፡፡
ኣብቲ ስነ-ርዓት፥ ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ…
ካብ ዘረሓሕቐና ተግባራት ብምርሓቕ ኣብ ዘተኣኻኽቡና ኩነታታት ምትጋህ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕድ ሕድ ካብ ዘጋጭውን ካብ ዘጠራጥሩ ተግባራት ብምርሓቕ ብፍቕሪን ሓድነትን ብምንባር ከም ዳሜራ መተኣኻኸቢ ጥበብ ምዕዳግ ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
ከንቲባ ኣዳነች፥ በዓል ዳሜራ መስቀል 2016…
በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ።
ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ መዘምራን ቤት ትምህርቲ ሰንበት፣ ተኸተልቲ እቲ እምነት ከምኡ እውን ዲፕሎማሰኛታትን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ በፃሕቲ ኣብ…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዳሜራ ምልክት ምልዋጥ ከምዝኾነ ብምሕባር፤ ንመስቀሊ ገበነኛታት ይውዕል ዝነበረ መስቀል…