Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ኮሚቴ ቴክኒክ ቢሮ ጉዳያት ወፃኢ ጋና ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቢሮ ጉዳያት ወፃኢ ጋና ዝመፅኡ ልኡኻት ኮሚቴ ቴክኒክ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ተረኺቦም ዑደት ኣካይዶም።

እቶም ዑደተኛታት ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ÷ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዝርከብ ዲቪዥን ኢትዮ-ስርዓት ኣብ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ሳይቨር ከይፍጠር 24/7 ዝገብሮ ክትትልን ቁፅፅርን መጥቃዕቲ ሳይበር ንኢዶም።

ምስቲ ትካል ንምስራሕ ዘለዎም ድሌት ምግላፆም እውን ካብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የርድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.